
Ediyat Entertainment (እድያት እንተርተይመንት),
ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን እናተመነና
እዛ ቻነል እድያት እንተርተይመንት ትብል ኮይና ከምቲ እድያት ዝተፈላለየ ሕብሪ ዘለዎ እዛ ቻነል ድማ ነቲ ዘይተበርበረ ዝተፋላለየ ሕብሪ ዘለዎ ባህልዊ ይኹን ዘመናዊ ፊልምታትን ኮመዲታትን ደርፍታትን ሃገርና ከምኡ ድማ ስፖርታዊ ንጥፈታትን ዝሓዘት ቻነል እያ።
ስለዚ እዛ ቻነል
ስፖርታዊ ንጥፈታት
ኮሜዲታት ሃገርና
ፊልምታት ሃገርናን
ደርፍታትን ካልእን
ሒዛ ኣብ ሓጺር ግዜ ክትጅምር ምኻና ክንሕብረኩም ንፈቱ።
ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ
email : ediyatentertainment@gmail.com
ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
ስለዚ
Subscribe,like,share ምግባር ድማ ክትታሓባበሩና ንላቦ።
Country: The NetherlandsYoutube channel: Ediyat Entertainment (እድያት እንተርተይመንት),Created: January 05, 2020
Subscriber count: 56,800
Country rank by subscribers: 369
Channel views: 5,282,615
Country rank by views: 396
Channel videos: 47